2 Corinthians 9:6 Remember this: Whoever sows sparingly will also reap sparingly, and whoever sows generously will also reap generously.

Our online donation page is under construction and it will be coming soon. For the time being for those who want to make a contribution, you can send us a check to our mailing address.

2ይ ቆሮንቶስ 9:6 ግናኸ እዚ እብል ኣሎኹ፡ እቲ ቈጢቡ ዚዘርእ ቈጢቡ ይዓጽድ፡ እቲ ብበረኸት ዚዘርእ ግና ብበረኸት እዩ ዚዓጽድ።

ኣብዚ ኣገልግሎት ፥ ሺሎ ቲቪ ብገንዘብኩም ከተገልግሉ እትደልዩ፥ ንህዝብና ብትግርኛ ጀሚርካ ብናይ ኣደ ቋንቋኡ ወንጌል ኣብ በቤቱ ብሳታላይት ቴሌቪዥን ንምብጻሕ ኣብ ዝብል ራኢና ክትሳተፉን ኣብዚ ዓቢ  ዕዮ ጎይታ፥ እጃምኩም ከተበርክቱ ንእትደልዩ ንግዚኡ ናይ online መለገሲ ስለ ዘይብልና፥ብኣድራሻና  ክትሰዱልና  ትኽእሉ ኢኹም::